Fana: At a Speed of Life!

ዓውዲ ግብርና ንምቕያር ግደ ምህዞ ዘፈር ውልቀ ኣድላዪ ኢዩ-ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዓውዲ ግብርና ኢትዮጵያ ንምቕያር ግደ ምህዞ ዘፈር ውልቀ ኣድላዪ ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።

ኣብ ኢኮኖሚ መሓውራዊ ለውጢ ንምምፃእ ይስርሐሉ ካብ ዘሎ ሓደ ዓውዲ ግብርና ከምዝኾነ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስ ቡክ ገፆም ፅሒፎም።

ኣብ ኢትዮጵያ ትምህርቲን ምርምርን ዘበናዊ ሕርሻ ካብ ዝጅምር ልዕሊ 70 ዓመታት ከምዝገበረ ዝገለፁ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ፥ ይኹን እንበር ሕርሻ ካብ ስበትን ጉልበትን ብዕራይ ብምግልጋል ናብ ሽግግር ሃፍቲ ኢንዱስትሪ ኣይተቐየረን ኢሎም። ፣

ነዚ ንምቕያር ድማ ግደ ምህዞ ዘፈር ውልቀ ኣድላዪ ኢዩ ከብሉ ገሊፆም።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

https://t.me/tigrignafana

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.