Fana: At a Speed of Life!

ዘለና ዓምዩቕ ሃፍቲ ናብ ዝጭበጥ ተስፋ ምቕያር ናይ ቁርፀኛታት ተግባር ኢዩ-ቀ/ሚ ዶ/ር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዘለና ዓምዩቕ ሃፍቲ ናብ ዝጭበጥ ተስፋ ምቕያር ናይ ቁርፀኛታት ተግባር ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶ/ር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኢትዮጵያ ዝሓዘቶ እልፍ ኣእላፍ ዕድላት ኣሎ።

ብሄራዊ ፓርክ ኣዋሽ እውን ካቭዚኣቶም ሓደ ከንዝኾነ ከምዝኾነ ብምሕባር ፅቡቕ ዕለተ ሰንበት ንክኸውን ተመኑዮም።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.