Fana: At a Speed of Life!

ዝተፈላለያ ትካላት ንመኣዲ ንሃገር ዝኸውን ደገፍ ይገብራ ኣለዋ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኮይሻ፣ ጎርጎራን ወንጪን ብሓባር ንምልማዕ ንዝቐረበ ፃውዒት ብምቕባል ንመኣዲ ንሃገር ዝኸውን ደገፍ ንዝገብራ ዘለዋ  ዝተፈላለያ ትካላት አመስጊኑ።

ብመሰረት እዚ፦

  • ባልኪ ዳሸን – 30 ሚሊየን ብር
  • ኮርፖሬሽን ኣባይቲ ፌደራል – 10 ሚሊየን ብር
  • ባንኪ ብርሃን – 20 ሚሊየን ብር
  • ባንኪ ሕብረት ስራሕ ኦሮሚያ  – 20 ሚሊየን ብር
  • ባንኪ እናት – 5 ሚሊየን ብር
  • ኢንተርናሽናል ባንኪ ኦሮሚያ – 10 ሚሊየን ብር
  • ባንኪ ኣቢሲኒያ – 20 ሚሊየን ብር ክሳብ ሐዚ ድጋፍ ዝገበራ ትካላት ኢየን።

ቅድመ ሐዚ ሸውዓተ ባንኪታትን ትካላትን ደገፍ ገንዘብ ምግባረን ይዝከር።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

https://t.me/tigrignafana

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.