Fana: At a Speed of Life!

ድሕንነትን ጥዕናን ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ ብዝምልከት ብማሕበራዊ ሚዲያ ዝናፈስ ዘሎ ወረ ሓሰት ከምዝኾነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ጥሪ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ድሕንነትን ጥዕናን ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ ብዝምልከት ብማሕበራዊ ሚዲያ ዝናፈስ ዘሎ ወረ ሓሰት ከምዝኾነ ተ ብት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣፍሊጡ።

እቲ በምሕበራዊ ሚዲያ ዝናፈስ ዘሎ ወረ ሓሶት ከምዝኾነ ኩሉ ሰብ ክግንዘብ ይግባእ ኢሉ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.