Fana: At a Speed of Life!

ዶክተር ደብረፂዮን መበል 1441 ሂጅራ በዓል ዒድ ኣል ፈጥር ምኽኒያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ዶክተር ደብረፂዮን ገብረሚካኤል መበል 1441 ሂጅራ በዓል ዒድ ኣል ፈጥር ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ሰናይ ትምኒት ኣመሓላሊፎም።

እቶም ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ “ኣብ ውሽጥን ወፃእን ንእትነብሩ ተኸተልቲ እምነት እስልምና ህዝብና እንኳዕ ብሰላም ኣብፀሓኩም” ክብሉ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስ ቡክ ገፆም መልእኽቶም ገሊፆም።

“እንቋዕ ንመበል 1441 ሂጅራ በዓል ዒድ ኣል ፈጥር ብሰላም ኣብፀሓኩም” ዝበሉ ዶክተር ደብረፂዮን፥ “ዒድ ሙባረክ ወክሉዓም ወኣንቱም በኺር” ክብሉ ድማ ሰናይ ትምኒቶም ኣመሓላሊፎም።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!
https://t.me/tigrignafana

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.