Fana: At a Speed of Life!

ጋንታ ቅዱስ ጊዮርጊስ ንጋንታ ወልቂጤ ከተማ ስዒራ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 12 ሰሙን ቤትኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ቅዱስ ጊዮርጊስ ንጋንታ ወልቂጤ ከተማ 4 ን 3 ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ፡፡

ክልቲአን ጋንታታት ሎሚ መዓልቲ ሰዓት 9 ኣብ ስታዲየም ባህርዳር ፀወተአን ኣካይደን፡፡

ጌታነህ ከበደ ክልተ ሽቶታት እንተመዝግብ፤ ዝተረፋ ድማ ኣቤል እንዳለን ኣብዱልከሪም መሐመድን ኣመዝጊቦምወን፡፡

ነዚ ስዒቡ ድማ ኣቡበክር ናስር ሃትሪክ ክሰርሕ ክኢሉ፡፡

ኣብናይ ድሕሪ ሰዓት መርሃ ግብሪ ጋንታታት ወልቂጤ ከተማን ቅዱስ ጊዮርጊስን ክራኸባ ኢየን፡፡

እቲ ሊግ ፋሲል ከነማ ብ28 ነጥቢ እንትመርሕ፥ ኢትዮጵያ ቡናን ቅዱስ ጊዮርጊስ ብ24 ነጥቢ ብሽቶ ተበላሊፀን ካልአይቲን ሳልሰይቲን ኮይነን ይስዕባ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.