Fana: At a Speed of Life!

ጣና በለስ ቁፅሪ ሓደ ፋብሪካ ሽኮር ኣብ ቀፃሊ ወርሒ ፈተነ ፈሪያቱ ክጅምር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጣና በለስ ቁፅሪ ሓደ ፋብሪካ ሽኮር ኣብ ቀፃሊ ወርሒ ፈተነ ፈሪያቱ ክጅምር ኢዩ ተባሂሉ።

ዋና ኣካያዲ ስራሕ እቲ ፋብሪካ ኣይተ ኣንተነህ ኣሰጌ፥ ብሰንኪ ለበዳ ሕማም ቫይረስኮሮናን ሕፅረት ሸርፊ ወፃኢን ሀንፀቱ ከምዝተጓተተ ብምግላፅ እቲ ፋብሪካ ዘለውዎ ፀገማት ናይ ምቕራፍ ስራሕቲ ይስራሕ ኣሎ ኢሎም።

ህንፀት እቲ ፋብሪካ 87 ሚኢታዊ ከምዝበፅሐ ተገሊፁ።

ዝተረፈ ስራሕቲ ምስተዛዘመ ኣብ ወርሒ ታሕሳስ 2014 ዓ.ም ናብ ስሩዕ ናይ ምፍራይ ስርሑ ከምዝኣቲ ኣፍሊጦም።

ንፈተነ ዝኸወን 4 ሺሕ ሄክታር መሬት ዝሸፈነ ቃንጫ ይለምዕ ከምዘሎ እውን ገሊፆም ክበል ኣሚኮ ፀብፂቡ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.