Fana: At a Speed of Life!

ፀወታታት ውድድር ቻምፒዮንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ መዓልቲ ምሸት ክጅምር ኢዩ  

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ፀወታታት ውድድር ቻምፒዮንስ ሊግ ኣውሮፓ 2021/2022 ሎሚ መዓልቲ ምሸት ክጅምር ኢዩ።

ካብ ምድብ 5 ክሳብ ምድብ 8 ዝርከባ ጋንታታት ቀዳማይ ዙር መፃረዪ ምድብ ፀወተአን ሎሚ መዓልቲ ከካይዳ ኢየን፡፡

እቲ ውድድር ሎሚ ምሸት 1 ሰዓትን 45 ዝጅምር እንትኸውን፥ ሲቪያ ምስ ሳልዝቡርግ ከምኡ እውን ያንግ ቦይስ ምስ ማንችስተር ዩናይትድ ክራኸባ ኢየን፡፡

ምሽት 4 ሠዓት ላይ ደግሞ ባርሴሎና ከባየር ሙኒክ፣ ቼልሲ ከዜኒት ፒተርስበርግ፣ ዲይናሞ ኬቭ ከቤንፊካ፣ ሊል ከወልፍስበርግ፣ ማልሞ ከጁቬንቱስ እና ቪያሪያል ከአትላንታ የሚያደርጓቸው ጨዋታዎች ተጠባቂ ናቸው

ምሸት ሰዓት ኣርባዕተ ድማ ባርሴሎና ምስባየር ሙኒክ፣ ቼልሲ ምስ ዜኒት ሴንት ፒተርስበርግ፣ ዲይናሞ ኬቭ ምስ ቤንፊካ፣ ሊል ምስ ወልፍስበርግ፣ ማልሞ ምስ ጁቬንቱስን ቪያሪያል ምስ ኣታላንታ ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሎም፡፡

ፍልፍል፦ ጎል ዶት ኮም

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.