Fana: At a Speed of Life!

ፀወታ ፅዋዕ ቻምፒዮንስ ሊግ ናብ ፖርቶ ተዘዋዊሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ሞንጎ ጋንታታት ቼልሲን ማንቼስተር ሲቲን  ዝካየድ ናይ ፍፃመ ፀወታ ፅዋዕ ቻምፒዮንስ ሊግ ናብ ፖርቶ ከምዝተዘዋወረ ተገሊፁ።

ኣብቲ ፀወታ 12 ሺሕ ዝኾኑ ደገፍቲ ክልቲአን ጋንታታት ከኣትዉ ኢዮም ተባሂሉ፡፡

ነበርቅድም ክብል ኣብ ቱርኪ ከተማ ኢስታንቡል ስታዲየም ኦሎምፒክ ኣታቱርክ ንኽካየድ ቆፀሮ ተታሒዙሉ ዝነበረ ፀወታ ብምኽንያት ቫይረሰር ኮሮና ናብ ፖርቱጋል ፖርቶ ከምዝተዘዋወረ ተገሊፁ፡፡

ናይ  ክልቲአን እንግሊዛውያን ጋንናታት ፀወታ ኣብ ዝቕፅል 21 ጉንበት ክካየድ ኢዩ፡፡

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.