Fana: At a Speed of Life!

ፈጣሪ ራዕዲ ህወሓት ህፃናት ናብ ኲናት የሳውር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፈጣሪ ራዕዲ ህወሓት ህፃናት ናብ ኲናት የሳውር ከምዘሎ ካብ ቢሮ ጉዳያት ኮሚኒኬሽን ክልል ዓፋር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እቲ ጁንታ ኣብ ዓፋር መጥቃዕቲ ንምፍፃም ካብ ዘዋፈሮም ሓይሊታት መንጎ ህፃናት ከምዝርከብዎ ተሓቢሩ።

እቲ ጉጅለ ትንፋሱ ንምንዋሕ ንህፃናት ቢሮ ዘይኮነስ ኣፅዋር እናዕጠቐ ንዕላምኡ ይጥቀመሎም ከምዘሎ ኢዩ ተገሊፁ።

ስለዝኾነ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ከምኡውን ፈተውቲ ኢትዮጵያ ግፍዒ ፈጣሪ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብምቅዋም ኣብ ዝተፈላለዩ ግዜታት ድምፆም የስምዑ ኣለዉ ኢሉ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.