Fana: At a Speed of Life!

ፈፃሚ ስራሕ ካብኔ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ለበዳ ሕማም ቫይረስኮሮና ንምክልኻል ድንጋገ ህፁፅ እዋን ወሲኑ

አዲስ አበባ፣ መጋቢት 17፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ) ፈፃሚ ስራሕ ካብኔ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ለበዳ ሕማም ኮረና ቫይረስ (COVID-19) ንምክልኻል ድንጋገ ህፁፅ እዋን ወሲኑ።

ብመሰረት ተመሓይሹ ዝወፅአ ሕገ-መንግስቲ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ዓንቀፅ 56 ንኡስ ዓንቀፅ 8 ከምኡ ዉን ዓንቀፅ 103 ንኡስ ዓንቀፅ 1 ኢዩ እቲ ድንጋገ ህፁፅ እዋን ተዉሲኑ ዘሎ።

ዝርዝር ድንጋገ ህፁፅ እዋን ብምክትል ርእሰ ምምሕዳር ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ዶ/ር ደብረፅዮን ገ/ሚካኤል ሎሚ መዓልቲ መግለፂ ክዉሃበሉ እዩ ተባሂሉ።

እዋናውን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!
https://t.me/tigrignafana

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.