Fana: At a Speed of Life!

ፊሊፒንሳዊት ማሪያ ሬሳን ሩሲያዊ ድሚትሪ ሙራቶቭን ተዓወትቲ ሽልማት ኖቤል ሰላም 2021 ኮይኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፊሊፒንሳዊት ማሪያ ሬሳን ሩሲያዊ ድሚትሪ ሙራቶቭን ተዓወትቲ ሽልማት ኖቤል ሰላም 2021 ኮይኖም።

ክልቲኦም ሰባት ተዓወትቲ ክኾኑ ዝኸኣሉ፥ ዴሞክራሲን ሰላምን ንኸዓስል ሓሳብ ብናፅት ናይ ምግላፅ መሰል ንኽኽበር ብዘበርከቱዎ ኣስተዋጽኦ ከምዝኾነ ካብ መርበብ ሓበሬታ ሽልማት ኖቤል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.