Fana: At a Speed of Life!

ፓርቲ ብልፅግና ክልል ኦሮሚያ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ኣድሂቡ ግምገማ የካይድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ክልል ኦሮሚያ ኣብቲ ክልል ዘጋጠሙ እዋናዊ ጉዳያት ኣድሂቡ ግምገማ የካይድ ኣሎ።

እቲ መድረኽ ገምጋም ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ኣድሂቡ ይሳለጥ ከምዘሎ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ትዊተር ገፅ ፅሒፎም።

ኣብቲ መድረኽ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ሓዊሱ ላዕለወይቲ ኣቃቢት ሕጊ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ፣ ፕሬዚዳንት ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ እቲ ክልል ይሳተፉ ኣለዉ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

https://t.me/tigrignafana

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.