Fana: At a Speed of Life!

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ በዓል ዒድ ኣል ፈጥር ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐሉም ኣመሓላሊፈን

ኣዲስ ኣበባ ፣ ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ በዓል ዒድ ኣል ፈጥር ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐሉም ኣመሓላሊፈን።

እተን ፕሬዚዳንት ኣብ ትዊተር ገፀን ኣብ ዘመሓላለፈኦ መልእኽቲ፥ “መላእ ተኸተልቲ እምነት እስልምና እንኳዕ ንመበል 1ሺሕን 442 በዓል ዒድ ዓል ፈጥር ኣብፀሐኩም፥ ኢለን።

“እቲ በዓል ኣብ ገዝኦም ንምኽባር ዕድል ዘይረኸቡ ወገናት ብምሕሳብ፣ ብምድጋፍን ዘለና ብምክፋልን ክነኽብር ይግባእ” እውን ኢለን።

በዓል ዒድ ኣል-ፈጥር በዓል ሰላምን ምጥሕብባርን ንኽኸውን ዘለወን ሰናይ ትምኒት ገሊፀን።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.