Fana: At a Speed of Life!

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ኢትዮጵያ ዘበን ስረሖም ንዝዛዘሙ ኣምባሳደራት ዝተፈላለያ ሃገራት ኣሰናቢተን

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ኢትዮጵያ ዘበን ስረሖም ንዝዛዘሙ ኣምባሳደራት ዝተፈላለያ ሃገራት ኣሰናቢተን።

እተን ፕሬዚዳንት ዘሰናበተኦም ኣምባሳደራት፥ ዘበን ስረሖም ዝዛዘሙ ኣምባሳደራት ስዊዘርላንድ፣ ኢራንን የቻይናን ከምዝኾኑ ተገሊፁ።

እቶም ኣምባሳደራት ኣብቲ እዋን መሰነይታ፥ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት ንዝተገበረሎም ምትሕብባር ምስጋና ከምዘቕረቡ ካብ ቤት ፅሕፈት ፕሬዚዳንት ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!
https://t.me/tigrignafana

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.