Fana: At a Speed of Life!

ፕሬዚዳንት ቱርኪ ሃገሮም ምስ ኢትዮጵያ ንዘለዋ ርክብ ልዑል ቦታ ከምእትህብ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ሚያዝያ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ቱርኪ ሬሲፕ ጣይብ ኤርዶጋን ሃገሮም ምስ ኢትዮጵያ ንዘለዋ ርክብ ልዑል ቦታ ከምእትህብ ገሊፆም።

እቶም ፕሬዚዳንት ነዚ ዝበሉ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ቱርኪ ኣደም መሓመድ ንፕሬዚዳንት ሬሲፕ ጣይብ ኤርዶጋን ናይ ሹመት ደብዳቤኦም ኣብ ዘቕረቡሉ እዋን ኢዩ።

ክልቲአን ሃገራት ምትሕብባረን ናብ ዝለዓለ ብራኸ ንምብፃሕ ኣብ መንጎአን ዘሎ ሰፊሕ ኢኮኖሚያዊ ፣ ባህላዊን ዲፕሎማሲያዊን ዕድላት  ምጥቃም ከምዝግባእ ገሊፆም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.