Fana: At a Speed of Life!

ፕሬዚዳንት ዶናልድ ትራምፕ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ህንዲ ኣምሪሖም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ዶናልድ ትራምፕ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ህንዲ ሎሚ መዓልቲ ኣምሪሖም።

እቶም ፕሬዚዳነት ኣብታ ሃገር ንመጀመርታ ጊዜ ዑደት ስራሕ ዘካይዱ ዘለዉ ከምዝኾኑ ተገሊፁ።

ፕሬዚዳንት ትራምፕ ኣብ ግዝኣት ጉጃራት እንትበፅሑ ቀዳማይ ሚኒስትር ህንዲ ናሬንድራ ሞዲ ኣቀባብላ ገይረሙሎም።

ዕላማ እቲ ዑደት፥ “ግዙፋት ዴሞክራሲ ዓለም” ተባሂለን ዝፍለጣ ሃገራት ዘለወን ርክብ ንምጥንኻር ከምዝኾነ ተገሊፁ።

ፍልፍል፦ቢቢሲ

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.