Fana: At a Speed of Life!

ሃገራት ግብረ ራዕዲ ብሓባር ምክልኻል ኣብ ዝከኣለሉ ጉዳያት ኣድሂቦም ይዝትያ ኣለዋ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራት ግብረ ራዕዲ ብሓባር ምክልኻል ኣብ ዝከኣለሉ ጉዳያት ብምድሃብ ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ዘተ ይሳለጥ ኣሎ።

ሚኒስትር ዲኤታ ሰላም ፍሬኣለም ሽባባው ኣብቲ መድረኽ ዘተ እናተሳተፋ ይርከባ።

እተን ሚኒስትር ዲኤታ፥ ኢትዮጵያ ኣብቲ ትካል ዘለዋ ናይ 72 ታሪኽ ኣባልነትን ግብረ ራዕዲ ንምውጋእ ዘሳለጠቶም ዝርከቡ ተግባራትን ነቲ ጉባኤ መብርሂ ሂበን።

ኢትዮጵያ ግብረ ራዕዲ ኣብ ምቅላስ ዓቢዪ ምሕዝነት ዘለዋ ሃገር ከምዝኾነት እውን ገሊፀን፡፡

ኣብዚ ተበፂሑ ዘበነ ቴክኖሎጂ ሃገራት ግብረ ራዕዲ ምስ ምውጋ ዝተተሓሓዙ ሓደሽቲ ፈተናታት ብምንታይ መልክዑ ክቃለሳ ይግባእ ኣብ ዝብል ሓሳብ ኣመልኪተን 22 ሃገራት ዓለምን ኣብ ፀረ ግብረ ራዕዲ ዝሰርሑ ትካላትን ተሳቲፎም፡፡

እቲ ዘተ ግብረ ራዕዲ ንምክልኻል ሃገራት ብሓባር ሓቢረን ጠጠው ክብላ ከምዝግበአን ከምዝተሓበረ ካብ ሚኒስቴር ሰላም ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.