Fana: At a Speed of Life!

ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ኣብ መፃረዪ ፅዋዕ ዓለም ኳታር ምስ ጋናን ደቡብ ኣፍሪካን ተደልዲላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ኣብ መፃረዪ ፅዋዕ ዓለም ኳታር ምስ ጋናን ደቡብ ኣፍሪካን ተደልዲላ።

ትማሊ ዕላዊ ዝተገበረ ምድብ ድልድል መፃረዪ ፀዋዕ ዓለም 2020፥ ምስ ሃገወራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ዝራኸባ ሃገራዊ ጋንታታት ተፈሊጠን ኣለዋ።

ብመሰረት እዚ፥ ኣብ ምድብ 7 ምስ ጋና፣ ደቡብ ፍሪካን ዚምባብዌን ተደልዲላ ኣላ።

ኣብ ኣፍሪካ ዝግበር መፃረዪ ፀወታ ፅዋዕ ዓለም፥ ኣብ ምድበን ቀዳማይ ደረጃ ዝወፅኣ ሃገራት ሕድሕደን ብዝገብረኦ ግጥም በፂሕኻ መልሲ ዝተዓወታ 5 ሃገራት ንኣፍሪካ ወኪለን ኣብ ፅዋዕ ዓለም ክሳተፋ ኢየን።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.