Fana: At a Speed of Life!

ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ዋሊያታታት ፅባሕ ኣብ መፃረዪ ፅዋዕ ዓለም  ምስ ደቡብ ኣፍሪካ ክትፃወት ኢያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ ዋሊያታታት ፅባሕ ኣብ መፃረዪ ፅዋዕ ዓለም  ምስ ሃገራዊት ጋንታ ደቡብ ኣፍሪካ ሳልሳይ ፀወታኣ ክተካይድ ኢያ።

ናብ ውድድር ፅዋዕ ዓለም 2022 ኳታር ንምሕላፍ ኢትዮጵያ ምስ ጋና፣ ዚምባብዌን ደቡብ ኣፍሪካን ኣብ ምድብ ሸውዓተ ተደልዲላ እናተፃወተት ከምትርከብ ይፍለጥ።

ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ኣብቲ ምድብ ድልድል፥ ምስ ጋና 1 ን 0 ተሳዒራ ንዚምባብዌ ድማ 1 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ብምዕዋት 3 ንጥቢ ሒዛ ትርከብ።

ፅባሕ ድማ ብ4 ነጥቢ እናመርሐት ምስ ትርከብ ሃገራዊት ጋንታ ደቡብ ኣፍሪካ ኣብ ስታዲየም ባህርዳር ክትራኸብ ኢያ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.