Fana: At a Speed of Life!

ሃገራዊት ጋንታ ደቂ ኣንስትዮ ኢትጵያ ኣብ ፅዋዕ ሴካፋ ንዝሳተፋ 23 ተፃወትቲ ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ሃገራዊት ጋንታ ደቂ ኣንስትዮ ኢትጵያ ብኣሰልጣኒ ፍሬው ሃይለገብርኤል ኣቢሉ ብኣሰናዳእነት ዩጋንዳ ኣብ ዝካየድ ውድድር ፅዋዕ ሴካፋ ደቂ ኣንስትዮ ዝሳተፋ 23 ተፃወትቲ ፃውዒት ቀሪቡ፡፡

ብመሰረት እዚ፦

ሓላዊት ልዳት

ታሪኳ በርገና ፣ የምወድሽ ይርጋሽዋን ቤቴሌሄም ዮሃንስ

ተኸላኸልቲ

ቤቴሌሄም በቀለ፣ ብዙየሁ ታደሰ፣ ኣሳቤ ሞሶ፣ ቅድስት ዘለቀ፣ ናርዶስ ጌትነትን ብርቄ ኣማረ

ተፃወትቲ ክፍሊ ማእኸል

ኝቦኝ የን፣ እመቤት ኣዲሱ፣ ገነት ሃይሉ፣ መዓድን ሳህሉ፣ መሳይ ተመስገን፣ ብርቱካን ገብረክርስቶስ

ተፃወትቲ ክፍሊ ምጥቃዕ

ረዴት ኣስረሳሀኝ፣ ኣረጋሽ ከልሳ፣ ሎዛ ኣበራ፣ ረሂማ ዘርጋው፣ ሴናፍ ዋቁማ፣ ኣርየት ኦዶንግ፣ ቱሪስት ለማን ንግስት በቀለን ፃውዒት ቀሪቡለን።

እተን ተፃወትቲ ኣብ ሆቴል ጁፒተር ተረኺበን ሪፖርት ከምዝገብራ ካብ ፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.