Fana: At a Speed of Life!

ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ምስ ተወከልቲ ህዝብን ኣመራርሓን ክልል ኦሮሚያ ይዛተ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ምስ ተወከልቲ ህዝብን ኣመራርሓን ክልል ኦሮሚያ ይዛተ ኣሎ።

እቲ ዘተ ኣብ ቀፃሊ ክግበር ዝተሓሰበ ዘተ ናይ ተሳተፍቲ ምልላይን ኣተኣኻኽባ ኣጀንዳን ዝጠመተ ከምዝኾነ ኦ ቢ ኤን ፀብፂቡ።

ኮሚሽነር ዘገየ ኣስፋው እቲ ዘተ ሓበራዊ ተረባሕነት ዘረጋግፅ ኢዩ ኢሎም።

ንክልተ መዓልታት ኣብ ዝፀንሕ ዘተ ፅንሰ ሓሳብ፣ ምፍላት ተሳተፍቲ እቲ ዘተን ኣተኣኻኽባ ኣጀንዳን እቲ ዘተ ዝጠመቱ ሕቶታትን መብርሂታትን ክካየድ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.