Fana: At a Speed of Life!

ሃገር ለኸ መርሃ ግብሪ ኣፍልጦን ምስጋናን ሰብ ሞያን ሰራሕተኛታትን ጥዕና ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገር ለኸ መርሃ ግብሪ ኣፍልጦን ምስጋናን ሰብ ሞያን ሰራሕተኛታትን ጥዕና ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣደባባይ ምሕዝነት ይሳለጥ ኣሎ።

ኣብቲ መርሃ ግብሪ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ፣ ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤን ካልኦት ዕድመ ዝተገበረሎም ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ተረኺቦም።

ለበዳ ቫይረስ ኮሮና ንብ ኢትዮጵያ ካብ ዝኣቱ ጀሚሩ ልዑል ኣስተዋፅኦ ንዘበርከቱ ሰብ ሞያ ጥዕና ንምምስጋን ተሓሲቡ ዝተዳለወ ዝመርሃ ግብሪ ከምዝኾነ ተገሊፁ።

ሎሚ መዓልቲ ዝተጀመረ ሃገር ለኸ ኣፍልጦን ምስጋናን ሰብ ሞያን ሰራሕተኛታትን ጥዕና ክስብ 17 ሓምለ 2013 ዓ.ም ከምዝፀንሕ ግዜኢ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.