Fana: At a Speed of Life!

ሃገር ምግልጋል ማለት ዝጀርካዮ እናዛዘምካ ብዝተለምካዮ መስመር ንኻሊእ ዓወት ምጉዓዝ ትፅቢት ይግበር-ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሃገር ምግልጋል ማለት ዝጀርካዮ እናዛዘምካ ብዝተለምካዮ መስመር ንኻሊእ ዓወት ምጉዓዝ ትፅቢት ይግበር ክብሉ ቀዳማይ  ሚኒስተር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።

እቶም ቀዳማይ  ሚኒስትር ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከባቢ ጎሮ ንዝተተኸሉ ፈልሲታት ሎሚ መዓልቲ ማይ ኣስቲዮም።

ነዚ ብዝምልከት ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ትዊተር ገፅ ከምዝበልዎ፥ ሃገር ምግልጋል ማለት ዝጀርካዮ እናዛዘምካ ብዝተለምካዮ መስመር ንኻሊእ ዓወት ምጉዓዝ ትፅቢት ይግበር ኢሎም።

“ዝነኣድ ታሪክ ኢትዮጵያ ከምዘርእየና ዝኾነ ይኹን ኣፀጋሚ ኩነታት እንተተፈጠረ እውን እዛ ዓባይ ሃገር ግ ብዓወት ትቕፅል ኢያ” ክብሉ ሓቢሮም።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል  FBC Tigrigna ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.