Fana: At a Speed of Life!

ህንፀት  ግድብ ህዳሰ ብዝተተለመሉ እዋንን ብዝድለ መገዲን ይፍፀም ከምዘሎ ተገምጊሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ህንፀት  ግድብ ህዳሰ ብዝተተለመሉ እዋንን ብዝድለ መገዲን ይፍፀም ከምዘሎ ተገምጊሙ።

ሚንስትር ማይ መስኖን ኢነርጂን  ዶ/ር ኢ/ር ስለሺ በቀለን  ኣባላት ቦርድ ኤሌክትሪክ ኢትዮጰያን ኣብቲ  ስፍራ ኣብ ዝገበርዎ ዑደት ኢዩ እቲ ገምግም ገይሮም።

ብመሰረት እቲ ገምጋም ህንፀት  ግድብ ህዳሰ ብዝተተለመሉ እዋንን ብዝድለ መገዲን ይፍፀም ኣሎ።

እቶም ዑደተኛታት ኣብቲ ህንፀት ምስ ዘለዉ ኮንትራተራት፣  ሰብሙያን አማኸርቲን  ዘተ ገይሮም፡፡

ህንፀት  ግድብ ህዳሰ ብዝተተለመሉ እዋን ንክዛዘም መላእ ኢትዮጵያውያን ዝገብርዎ ዘለዉ ደገፍ ካብ ዝኾነ እዋን ንላዕሊ ከምዝቐፀለ ተገሊፁ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.