Fana: At a Speed of Life!

ህዝቢ ካብ ድኽነት ንምልቓቕን ተረባሒ ልምዓት ንምግባርን ብትኹረት ከምዝስራሕ ጨፌ ኦሮሚያ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝቢ ካብ ድኽነት ንምልቓቕን ተረባሒ ልምዓት ንምግባርን ብትኹረት ከምዝስራሕ ጨፌ ኦሮሚያ ኣፍሊጡ።

ጨፌ ኦሮኢያ ኣብ ዘካይዶ ዘሎ ስሩዕ ኣኽብኡ፥ ኣፈፃፅማ መደባት ቀዳማይ ፈረቓ ዓመት 2013 ዓ.ም ገምጊሙ።

ብተወሳኺ ረቀቕቲ ኣዋጃት ምምሕዳርነ ምትሕልለፍን ልምዓእ ኣባይቲ ኦሮሚያ፣ ልምዓት ሃፍቲ ማይ፣ ቁፅፅር ፅርየት ፍሪያት ግብርና፣ ስታቲስቲክስ፣ ልምዓት ሃፍቲ መኣድንን ላዕለዋይ ዓቃቤ ሕጊ እቲ ክልል ንምምሕያሽ ዝወፅአ ረቂቕ ኣዋጅን መርሚሩ አፅዲቐ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ
ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.