Fana: At a Speed of Life!

ህፁፅ ሓገዝ ምግቢ ዝፀዓና 500 ተሸከርከርቲ ናብ ትግራይ ኣቲየን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ህፁፅ ሓገዝ ምግቢ ዝፀዓና 500 ተሸከርከርቲ ናብ ትግራይ ከምዝኣተዋ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኣፍሊጡ።

ከም ገለፃ እቲ ፕሮግራም፥ ካልኦት 500 ናይ ፅዕነት መኻይን ተወሳኺ መድሕን ህይወት ምግቢ ብመሓዝ እናተጓዓዓዛ ይርከባ፡፡

እተን መድሕን ህይወት ምግቢ ዝፀዓና ተሸከርከርቲ ብሱዳን ኣቢለን ኢየን ናብ ትግራይ ኣቲየን።

እቲ መድሕን ህይወት ምግቢ ኣብ ከይዲ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ንዝተጎድኡ ኣስታት 2 ነጥቢ 1 ሚሊየን ዝኾኑ ወገናት ከምዝዕደል ተገሊፁ፡፡

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.