Fana: At a Speed of Life!

ሆንግ ኮንግ ካብ ብሪታኒያ ዝግበሩ በረራታት ኣጊዳ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሆንግ ኮንግ ካብ ብሪታኒያ ናብታ ሃገር ዝግበሩ በረራታት ሙሉእ ብሙሉእ ከምዝኣገደት ተሓቢሩ።

እቲ እገዳ ሓዱሽ (ዴልታ) ዓሌት ዘለዎ ቫይረስ ኮቪድ-19 ኣብ እንግሊዝ ምስ ምስፍሕፍሑ ስዒቡ ዝተነበረ ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡

ካብ ብሪታኒያ ናብ ሆንግ ኮንግ ዝግበር ዝኾነ ይኹን በረራ በቲ ሓዱሽ ዓሌት ኮቪድ ዘቃልዕ ከምዝኾነ ተሓቢሩ ኣሎ፡፡

ነዙይ ስዒቡ ድማ ካብ ዝቕፅል 1 ሓምለ ጀሚሩ ካብ ብሪታኒያ ናብታ ሃገር ዝግበር ዝኾነ ይኹን በረራ ከምዝተኣገደ ኣፍሊጣ ኣላ፡፡

እቲ እገዳ ካብ ብሪታኒያ ናብ ሆንግ ኮንግ ኣብ ዝኣትዉ ዓማዊል ፅዕንቶ ዘሕድር ኢዩ ተባሂሉ፡፡

ፍልፍል፡- ቢቢሲ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.