Fana: At a Speed of Life!

ለውጢ ክሌማ ኣብ ልዕሊ ጥዕናን እፅዋትን ጉድኣት የብፅሕ ከምዘሎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ለውጢ ክሌማ ኣብ ልዕሊ ጥዕና ደቂ ሰባትንን እፅዋት ከተማን ጉድኣት የብፅሕ ከምዘሎ ተገሊፁ።

ኣብቲ ዓውዲ ዝተገበረ መፅናዕቲ፥ ኣብ ከተማ ዝተተኸሉ ዓሌታት እፅዋት ክንክን ንክግበርን ኣብ ቀፃሊ ድርቂ ምፅዋር ዝኽእሉ እፅዋት ንክትከሉን ይምዕድ።

ኣብ ከተማ ዝተተኸሉ እፅዋት፥ ዝሑል ክሌማ ንክህሉን ንህይወት ምቹእ ከባቢ ንክፍጠርን ዝለዓለ ግደ ከምዘለዎም እወን ተሓቢሩ።

እዚ እንተዘይተገይሩ ግን ሐዚ ዘሎ ለውጢ ክሌማ ኣብ ልዕሊ ጥዕናን እፅዋትን ጉድኣት የብፅሕ ከምዘሎ ተገሊፁ።

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.