Fana: At a Speed of Life!

ሉሲታት ካብ ውድድር ፀዋዕ ኣፍሪካ ደቂ ኣንስትዮ 2022 ወፃእ ኮይነን

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያ (ሉሲ) ካብ ውድድር ፀዋዕ ኣፍሪካ ደቂ ኣንስትዮ 2022 ወፃእ ኮይና።

ኣብ ቀዳማይ ዙር መፃረዪ ፀወታ ፅዋዕ ኣፍሪካ ሃገራዊት ኢትዮጵያ ንሃገራዊት ጋንታ ዩጋንዳ 2 ን 0 ስዒራ ዝነበረት ትኹ እምበር ብሓፈሻዊ ውፅኢት ካብቲ ውድድር ወፃ ኮይና።

ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ብድምር ውፅኢት 2 ማዕረ ምዃነን ስዒቡ ብዝተውሃበ መፍለዪ ፍፁም ቅላዕ ዩጋንዳ 2 ን 1 ብምስዓር ተዓዋቲት ኮይና።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.