Fana: At a Speed of Life!

ላዕለዎት ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን ፓርቲ ብልፅግና ንሰራዊት ምክልኻል ደም ለጊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን ፓርቲ ብልፅግና ንሰራዊት ምክልኻል ደም ለጊሶም።

ብዋና ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ዝተሰናደአ እቲ መርሃ ግብሪ ልገሳ ደም÷ ደጀንነት ንምጥንኻር ዝዓለመ ከምዝኾ ተገሊፁ፡፡

ምክትል ፕሬዚዳንት እቲ ፓርቲ ኣደም ፋራህ÷ “ወራር ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንምምካት እናተቓለሰ ዝርከብ ሰራዊት ምክልኻል ኣባላትን ኣመራርሓን እቲ ፓርቲ ሓገዞም ኣጠናኺሮም ክቕፅሉ ይግባእ” ኢሎም፡፡

ደም ምልጋስ ብሕታዊ መግለፂ ደጀንነት ከምዘይኮነ ዝሓበሩ ኣይተ ኣደም÷ ኣብ ቀፃሊ እውን እቲ ሰራዊት ዘድልዮ ሓገዝ ንምግባር ፓርቲ ብልፅግና ቆራፅ ከምዝኾ ምሕባሮም ካብቲ ፓርቲ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.