Fana: At a Speed of Life!

ልዕሊ 166 ሚሊየን ብር ዝግመት ናውቲታት ኮንትሮባንድ ተታሒዙ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ጉምሩክ ኮሚሽን ልዕሊ 166 ሚሊየን ብር ዝግመት ናውቲታት ኮንትሮባንድ ከምዝሓዘ ኣፍሊጡ።

እቶም ናውቲታት ካብ 14 ክሳብ 20 ታሕሳስ 2015 ዓ.ም ኢዮም ተታሒዞም።

ካብ መንጎ እቶም ዝተትሓዙ፥ ኣልባሳት፣ ነዳዲ፣ እንስሳት፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ ቡና፣ መድሓኒት፣ ተሽከርከርቲ፣ ኣፅዋራት ኲናት፣ ጫት፣ ዘይቲን ናይ ዝተፈላለዩ ሃገራት ገንዘብን ከምዝርከብዎ እቲ ኮሚሽን ገሊፁ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.