Fana: At a Speed of Life!

ልዕሊ 600 ሺሕ ሓለፍቲን ሰራሕተኛታትን መንግስቲ ሃፍቶም የመዝገቡ ከምዘለዉ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኮሚሽን ስነ ምግባርን ፀረ ገዕዚይናን ፌዴራል ልዕሊ 600 ሺሕ ሓለፍቲን ሰራሕተኛታትን መንግስቲ ሃፍቶም የመዝገቡ ከምዘለዉ ኣፍሊጡ።

ምክትል ኮሚሽነር እቲ ኮሚሽን ኣይተ ወዶ ኣጦ፥ እቲ ምዝገባ ኣብ ዝሓለፉ ትሽዓተ ኣዋርሕ ዝተፈፀመ ከምዝኾነ ተዛሪቦም።

ኣብ ኣብያተ ዕዮ መንግስቲ፣ ትካላት ልምዓት፣ ዩንቨርስቲታት ከምኡ ውን ኣብ ምምሕዳራት ከተማ ኣዲስ ኣበባን ድሬዳዋን ዘለዉ ሓለፍቲን ሰራሕተኛታትን መንግስቲ ብዝሓሸ መገዲ ሃፍቶም ከምዘመዝገቡ ገሊፆም።

ብመሰረት እዚ እቲ ኮሚሽን ካብ ዝሓዞ ትልሚ 95 ሚኢታዊ ከምዘዐወተ ምዝራቦም ግዜኢ ፀብፂቡ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.