Fana: At a Speed of Life!

ሎሚ መዓልቲ ምሸት ናይ መወዳእታ ናይ ምድብ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፅዋዕ ዓለም ኳታር ሎሚ መዓልቲ ምሸት ኣብ ምድብ ሰውዓተን ሸሞንተን ዝርከባ ሃገራት ናይ መወዳእታ ፀወተአን ከካይዳ ኢየን፡፡

ኣብ ምድብ ሸውዓተ ዝርከባ ብራዚልን ካሮን ከምኡ እውን ሰርቪያን ስዊዘርላንድን ምሸት 4 ሰዓት ክራኸባ ኢየን፡፡

ኣብቲ ምድብ በራዚል ሽዱሽተ ነጥቢ ብመሓዝ ናብ ዝቕፅል ዙር ምሕላፋ ዘረጋገፀት እንትትከውን÷ ስዊዘርላንድ ሰስተ ካሜሮንን ሰርቢያን ድማ ሓደ ነጥቢ ብመሓዝ ናይ ሎሚ መዓልቲ ምሸት ፀወተአን ከካይዳ ኢየን።

ብተመሳሳሊ ካብ ሸሞንተ ጋናን ኡራጋይን ከምኡ እውን ደቡብ ኮሪያን ፖርቹጋልን ምሸት ሰዓት 12 ዝገብረኦም ፀወታታት ትፅቢት ይግበረሎም፡፡

ኣብ ምድብ ሰሞንተ ፖርቺጋል ብሽዱሽተ ነጥቢ እንትትመርሕ÷ ጋና ሰለስተ፣ ኡራጋይን ደቡብ ኮሪያን ሓደ ሓደ ነጥቢ ብመሓዝ ይስዕባ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrgna

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.