Fana: At a Speed of Life!

ሎሚ ኣብ ዝካየድ ኣውዲቕካ ምሕላፍ ጃፓን ምስ ክሮሺያ፣ ብራዚል ምስ ደቡብ ኮሪያ ክፃወታ ኢየን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝካየድ መበል 22 ፀወታ ዋንፃ ዓለም ኣውዲቕካ ምሕላፍ ጃፓን ምስ ክሮሺያ፣ ብራዚል ምስ ደቡብ ኮሪያ ክፃወታ ኢየን።

ብመሰረት እዚ ጃፓን ምስ ክሮሺያ ሰዓት 12 ፀወተአን እንተካይዳ፥ ብራዚል ምስ ደቡብ ኮሪያ ድማ ሰዓት 4 ናይ ምሸት ከምዝፃወታ እቲ ዝወፅአ መርሃ ግብሪ ይሕብር።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.