Fana: At a Speed of Life!

ሎሚ ኣብ ዝካየድ ፀወታታት ዋንጫ ዓለም ጀርመን ምስ ኮስታሪካ ዝገብርኦ ፀወታ ልዑል ትፅቢት ተገይሩሉ ኣሎ

ኣዲስ ኣበበ፣ 22 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ ኣብ ዝካየድ መበል 22 ፀወታታት ዋንጫ ዓለም ጀርመን ምስ ኮስታሪካ ዝገብርኦ ፀወታ ልዑል ትፅቢት ተገይሩሉ ኣሎ።

እተን ጋንታታት ምሸት ሰዓት 4 ምሸት ፀወተአን ከካይዳ ኢየን።

ኣብ ተመሳሳሊ ሰዓት ጃፓን ምስ ስፔን ክፃወታ ኢየን።

ስፔን 4 ነጥቢ ብምሓዝ ኣብቲ ምድብ መራሒት እንትትከውን፥ ጃፓንን ኮስታሪካን ድማ ማዕረ ሰለስተ ነጥቢ ኣለወን።

ኣብቲ ምድብ 1 ነጥቢ ብምሓዝ ኣብ ድሕሪት ዝተቐመጠት ጀርመን ኣብቲ ፀወታ ዘለዋ ፃንሒት ዝውስን ፀወታ ምስ ኮስታሪካ ክተካይድ ኢያ።

ኣብ ምድብ 6፥ ካናዳ ምስ ሞሮኮ ምሸት ሰዓት 12 ክትፃወት ኢያ።

ኣብ ተመሳሳሊ ሰዓትን ምድብን  ክሮሺያ ምስ ቤልጂዬም ዝገብርኡ ፀወታ ልዑል ትፅቢት ይግበረሉ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.