Fana: At a Speed of Life!

ሓምሻይ ፓትርያርክ ወርእሰ-ሊቃነ ጳጳሳት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ-ክርስትያን ኤርትራ ዓሪፎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብፅእ ወቅዱስ – ሓሙሻይ ፓትሪያርክ ወ ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ኤርትራ ዓሪፎም።

ሚኒስተር ሓበሬታ ኢርትራ ኣይተ የማነ ገብረመስቀል ኣቡን ቀዳማዊ ቄርሎስ ብምኽኒያት ሕማም ሕክምናዊ ረድኤት እንትግበረሎም ድሕሪ ምፅናሕ ኣብ መበል 96 ዓመቶም ከምዝዓረፉ ገሊፆም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.