Fana: At a Speed of Life!

ሓበራዊ ኣኼባ ኮሚሽን ሚኒስትራት ኢትዮ-ሩሲያ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ሻምናይ ሓበራዊ ኣኼባ ኮሚሽን ሚኒስትራት ኢትዮ-ሩሲያ ይሳለጥ ኣሎ።

እቲ ኣኼባ ሎሚን ፅባሕን ከምዝሳለጥ ተገሊፁ።

ኣብ መንጎ ክልቲአን ሃገራት ዘሎ ርክብ ኢኮኖሚ፣ ሳይንስን ቴክኖሎጂን፣ ትምህርቲ ከምኡወነ ንግዲ ብዝበለፀ ኣብ ዘጠናኽሩ ዛዕባታት ዝጠመተ ዘተ ከምዝግበር ድማ ተሓቢሩ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.