Fana: At a Speed of Life!

ሓይልታት ዩክረይን ካብ ኣገዳሲት ከተማ የንሳሕቡ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይልታት ዩክረይን ካብታ ኣብ ምብራቓዊ ዞባ ዶንባስ እትርከብ ዓባይ ከተማ ሰቨሮዶነትስክ ይወፅኡ ከምዘለዉ ተገሊፁ።

ነቲ ዞባ ንምቁፅፃር ሓያል መጥቃዕቲ ከካይዱ ዝፀንሑ ሓይልታት ሩስያ፥ ኣብ ዝሓለፉ ሰሙናት ኣብ ልዕሊ’ታ ከተማ ፅዑቕ ደብዳብ ከካይዱ ምፅንሖም ተገሊፁ።

ሓይልታት ዩክረይን ካብታ ከተማ ምስሓቦም፥ ብዘይካ ከተማ ሊሲካንስክ ሰራዊት ሩስያ ንዞባ ሉሃንስክ ምሉእ ብምሉእ ከምዝተቖፃፀራ ተገሊፁ።

ኣብዚ ቀረባ መዓልታት ሓይልታት ሩስያ ንከተማ ሰቨሮዶነትስክ ዳርጋ ምሉእ ብምሉእ ኣብ ከበባ ብምእታው ንከተማ ሊሲካንስክ’ውን ዒላማ ከምዝገበሩዋ ቲአርቲ ፀብፂቡ።

“ንኣዋርሕ ዒላማ ደብዳብ ዘየቋርፅ ደብዳባት ኣብ ዝኾኑ ቦታታት ምፅናሕ ትርጉም የብሉን” ክብሉ ሰብ መዚ ዩክሬን ይሕብሩ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.