Fana: At a Speed of Life!

ሓፈሻዊ ሓበሬታ ብዛዕባ መበል ሻድሻይ ሃገራዊ ምርጫ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል ሻድሻይ ሃገራዊ ምርጫ 47 ተነሓናሕቲ ፓርቲታት ክወዳደሩ ኢዮም።

በዝሒ ሕፂያት ንባይቶ ወከልቲ ህዝቢ 2 ሺሕን 71፣ ንኣብያተ ምኽሪ ክልላት ድማ 7 ሺሕን 434 ኢዮም።

ብውልቀ ዝወዳደሩ ሕፁያት 148

ሕፁያት ጉዳኣት ኣካል 99

ድምር ሕፁያት ደቂ ኣኒስቲዮ 1987

መቐመጢ ወንበር ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ 547

መቐመጢ ወንበር ኣብያተ ምኽሪ ክልላት 1804

በዝሒ ክልላት ምርጫ 637

በዝሒ ጣቢያታት ምርጫ ልዕሊ 48 ሽሕ

በዝሒ ኣፈፀምቲ ምርጫ ልዕሊ 140 ሺሕ

በዝሒ ካርድ ዝወሰዱ ሰባት 38,234,910

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.