Fana: At a Speed of Life!

ሕብረት ኣውሮፓ ንኣባል ሃገራት ኢጋድ ዝኸውን ናውቲታት ሕክምና ደገፍ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ኢትዮጵያ ሓዊሱ ንኣባል ሃገራት ኢጋድ ዝኸውን ናውቲታት ሕክምና ደገፍ ገይሩ።

ካብ እቶም ናውቲታት ሕከምና፥ 3 ነጥቢ 5 ሚሊየን ሰርጂካል ማስክ፣ 24 ኣምቡላንስን ተንቀሳቓሲ መመርመሪ ላቦራቶሪን ከምኡውን መመርመሪ ኮቪድ 19ን ተረቋሕቲ ኢዮም።

ሚኒስትር ዲኤታ ሚኒስቴር ጥዕና ዶክተር ደረጀ ዱጉማ፥ እቲ ደገፍ ኢትዮጵያ ምልባዕ ኮቪድ 19 ንምክልኻልን ምቁፅፅርን እትገብሮ ንዘላ ፃዕሪ ልዑል ሓገዝ ዝገብር ከምዝኾነ ገሊፆም።

ብሓፈሻ እቲ ሓገዝ ኣባል ሃገራት ኢጋድ  ኮቪድ 19 ንምክልኻልን ምቁፅፅርን ንዝገብርኡ ዘለዋ ፃዕሪ ሓጋዚ ከምዝኾነ እውን ተሓቢሩ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.