Fana: At a Speed of Life!

ሕብረት ኣውሮፓ ኩባኒያታት ካብ ሩሲያ ዝገብርዎ ዕድጊት ጋዝ ንክቕፅሉ ኣብ ዝቐረበ ትልሚ ተስማዕሚዑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ  ኣብ ልዕሊ ሩሲያ ዝተነበረ ማዕቐብ ብዘይፃረር መገዲ ኩባኒያታት ካብ ሩሲያ ዝገብርዎ ዕድጊት ጋዝ ንክቕፅሉ ኣብ ዝቐረበ ትልሚ ተስማዕሚዑ።

ሰብ መዚ እቲ ሕብረት ብመሰረት ዝገበርዎ ስምምዕ፥ እቶም ኩባኒያይ ንዝገዝእዎ ጋዝ ኣቐዲሞም ብዶላርን ዩሮን ምፍፃም ትፅቢት ከምዝግበረሎም ተሓቢሩ።

ብመሰረት እዚ ኣብዚ ወርሒ ክፍሊቶም ንክፍፅሙ ሩሲያ ኣጠንቂቓ።

እዚ እንተዘይኮይኑ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ኣብ ልዕሊ ቡልጋሪያን ፖላንድን ብመሰረት ዝገበርክዎ ኩሉ ኣቕርቦት ከቋርፅ ኢየ ክትብል ሩሲያ ገሊፃ ክብል ኣር ቲ ኒውስ  ፀብፂቡ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.