Fana: At a Speed of Life!

ሕድሳት እናተገበረሉ ዝፀንሐ ህንፃ ቤት ማዛጋጃ ኣዲስ ኣበባ ፅባሕ ክምረቕ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕድሳት እናተገበረሉ ዝፀንሐ ህንፃ ቤት ማዛጋጃ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ፅባሕ ክምረቕ ኢዩ።

እቲ ታሪኻዊን ምልክት እታ ከተማን ዝኾነ ህንፃ ድሕሪ 57 ዓመት ንሕድሳት ዝበቕዐ እንትኸውን፥ ናይ ዘበናት ኣሰር ጉዕዞ እታ ከተማ ዝሓዘ ዓቢዩ ሓድጊ ከምዝኾነ እውን ተገሊፁ፡፡

ህንፃ ምምሕዳር እታ ከተማ ደረጅኡ ብዝሓለወ መልክዑ ክሕደስ ከምዝተገበረ ካብ ቤት ፅሕፈት ከንቲባ ኣዲስ ኣበባ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

ንተገልገልቲ ምቹውን ኣድላዪን ኣገልግሎት ብዘማለአ መገዲ ንኹሉ ክፋል ሕብረተሰብ ተበፃሒ ንኽኸውን ተሓሲቡ ዝተሰርሐ ኢዩ፡፡

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.