Fana: At a Speed of Life!

መርሃ ግብሪ መጀመሪ ህንፀት ምዕራፍ ሓደ መገዲ ኣዳማ-ኣዋሽ  ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2013 ዓ.ም(ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ መጀመሪ ህንፀት ምዕራፍ ሓደ መገዲ ኣዳማ-ኣዋሽ  ተኻይዱ።

እቲ መገዲ ኣካል ኮሪደር ኢትዮ-ጅቡቲ ትራንስፖርት እንትኸውን፥ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዝተረኸብሉ ኣብ  ኣዳማ ኢዩ እቲ መርሃ ግብሪ ተኻይዱ።

ኣዳማ ኣዋሽ መገዲ ቅልጣፈ 130 ኪ.ሜ ዝሽፍን እንትኸውን፥ ሎሚ ዝተጀመረ ምዕራፍ 60 ኪ.ሜ ዝሽፍን ኢዩ።

እቲ ልዕሊ 6 ነጥቢ 6 ቢሊየን ብር ዝሓትት መገዲ ወፃኢኡ ብባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ብልቓሕ ከምዝሽፈን ተገሊፁ ክብል ኢቢሲ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.