Fana: At a Speed of Life!

መርሃ ግብሪ ሽልማት ሙዚቃ ኣርቲስት ሃጫሉ ሁንዴሳ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ ሽልማት ሙዚቃ ኣርቲስት ሃጫሉ ሁንዴሳ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከተማ ሆቴል ኢሊሊ ይሳለጥ ኣሎ።

ዕላማ እቲ ሽልማት፥ ኣሰር ኣርቲስት ሃጫሉ ሁንዴሳ ንኽቕፅልን ኪነ-ጥበብ ኦሮሞ ንምብርትታዕ ከምዝኾነ ኣብቲ መርሃ ግብሪ ተገለፁ፡፡

እቲ ናይ ሎሚ ሽልማት ፈላማይ እንትኸውን፥ ድሕሪ ሕዚ በቢዓመቱ 22 ሰነ ከምዝካየደ ተሓቢሩ፡፡

ኣርቲስት ሃጫሉ ሁንዴሳ ካብ ዝዓረፈላ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 22 ሰነ 2014 ዓ.ም ብኣፋን ኦሮሞ ዝተሰርሑ ሙዚቃታት ናብ ውድድር ከምዝቐርቡ ተመልኪቱ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.