Fana: At a Speed of Life!

መርሃ ግብሪ ኣፍልጦ ፈላማይ ኣወዳድባ ዳያስፖራ ሎሚ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ ኣፍልጦ ፈላማይ ኣወዳድባ ዳያስፖራ ሎሚ መዓልቲ ይሳለጥ ኣሎ።

ኣብቲ መርሃ ግብሪ  ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ፣ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ደመቀ መኮንን ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ፣ ዳያስፖራታትን ካልኦት ፃውዒት ዝተገበረሎም ኣጋይሽን ተረኺቦም።

ኣገልግሎት ዳያስፖራ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢን ኣብ ወፃኢ ዓድን ዝርከቡ ማሕበራት ዳያስፖራ፥ ናብቲ መርሃ ግብሪ ንዝመፅኡ ትማሊ ናይ እንኳዕ ደሓን መፃእኹም ኣቀባብላ ከምዝተገበረሎም ይፍለጥ።

ዋና ዳይሬክተር እቲ ኣገልግሎት መሐመድ እንድሪስ፥ ኣመራርሓ እቲ ኣወዳድባ ኣባላቶም ብምእካብ ንዝገበርዎም ተግባራት አመስጊኖም ኢዮም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.