Fana: At a Speed of Life!

መሰረታዊ ኮንፈንስ ፓርቲ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኩሎም ኣባላት ዝሳተፉሉን ኣካል ኣብ ቀረባ እዋን ዝካየድ ጉባኤ  ዝኾነን መሰረታዊ ኮንፈንስ ፓርቲ ይካየድ ኣሎ።

እቶም ኮንፈረንሳት ብዝምልከት ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ኣዲስ ኣበባ ኣይተ መለሰ ኣለሙ መግለፂ ሂቦም።

ኣይተ መለሰ ኣብ መግለፂኦም፥ ብ1860 መሰረታዊ ፓርቲ እናተካየዱ ዝርከቡ ኮንፈረንስታት ብቀንዱ ምስ ምድላው ጉባኤ ዝተሓሓዙ እንትኾኑ ተሳተፍቲ እቲ ጉባኤ ዝምረፁሉ ከምዝኾነ እውን ገሊፆም።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.