Fana: At a Speed of Life!

መቐለ 70 እንደርታ 1 ንባዶ ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ግጥም ደርቢ ትግራይ ኣብ መንጎ ቻምፕዮን ዓመተ 2011 መቐለ 70 እንደርታን መራሒት ሊግ ዓመተ 2012 ወልዋሎን ሎሚ መዓልቲ ኣብ ስታድየም ትግራይ ተኻይዱ።

ኣብቲ ሎሚ መዓልቲ ዝተሳለጠ ሓምሻይ ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ፥ መቐለ 70 እንደርታ ኣብ ለዕሊ መጋጥምታ ወልዋሎ ዩንቨርስቲ ዓዲግራት 1 ንባዶ ተዓዊታ።

እታ ብሕታዊት ሸቶ ኣማኑኤል ገብረሚካኤል ኣብ መበል 24 ደቓይቕ ዘቑፀራ ኢያ።

ክሳብ ሎሚ መዓልቲ ብዘሎ ውፅኢት ወልዋሎ ብ10 ነጥቢ ነቲ ፕሪሚየር ሊግ እንትትመርሕ፥ መቐለ 70 እንደርታ 10 ነጥቢ ብምውህላል ብሸቶ ተበሊፃ ኣብ ካልኣይ ደረጃ ተቐሚጣ ኣላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.