Fana: At a Speed of Life!

መበል ሻድሻይ ሃገራዊ ምርጫ ዝካየደሉ ዕለት ክናዋሕ ይኽአል ኢዩ – ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ሻድሻይ ሃገራዊ መርጫ ክናዋሕ ይኽአል ኢዩ ክብል ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
እቲ ዕለተ ምርጫ ካብ ክልተ ክሳብ ሰለስተ ሰሙን ክናዋሕ ከምዝኽእል ኢዩ ተገሊፁ።
እቲ ቦርድ ኣብ ክሊ ከይዲ ምዝገባ መረፅትቲን ዘጋጠሙ ፀገማትን ኣድሂቡ ሎሚ መዓልቲ ይዛተ ይዛተ ኣሎ።
ኣብቲ መድረኽ፥ ካርድ ምርጫ ክወሰድ ኢዩ ተባሂሉ ካብ ዝተተለመ እቲ 78 ነጥቢ 3 ሚኢታዊ ከምዝተመዝገበ ምግላፁ ይዝከር።
ብትዕግስቲ ኣብርሃም (ተወሳኺ ሓበሬታ ካብ ኢቢሲ)

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.