Fana: At a Speed of Life!

መበል ሻድሻይ ዙር ምንቅስቓስ ብቕዓት ኣካል ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 የካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ሻድሻይ ዙር ምንቅስቓስ ብቕዓት ኣካል ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ካብ ሰዓት 12፡ 00 ጀሚሩ ተኻይዱ።

እቲ ምድላው ኮሚሽን ስፖርት ምምሕዳር ኣዲሰረ ኣበባ ዝመርሖ ኢዩ።

”ንሰላም ሃገረይ ዘብዒ ክኾን ኢየ፤ ንሰራዊ ምክልኻል ሃገር ቀዳምነት ክህብ ኢየ” ዝብል መሪሕ ሓሳብ ዘለዎ ከምዝኾነ እውን ተገሊፁ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ
ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.